ክፉትን ንኹሉ ዝሓቁፍን እዩ

ማእከል ውሑስን ክፉትን ንኹሉ ዝሓቁፍን ማሕበረሰባት ክንከውን ኢና

ብኣገባብ ህላወን ብእንህቦ ፍርያትን ኣገልግሎታትን ንዲሞክራስያዊ ክብርታት ደው ንብል።
 


መብጽዓታትና – ክፉትን ንኹሉ ዝሓቁፍን

ሓቋፊነት

ጾታ መለለዪ፡ ብሄር፡ ሃይማኖታዊ ወይ ካልእ እምነት፡ ስንክልና፡ ጾታዊ ዝንባለ ወይ ዕድመ ብዘየገድስ፡ ኩሉ ሰብ ጽቡቕ ዕድል ክስምዖ ንደሊ። ብሓጺሩ ኣብ ኣብያተ ጽሕፈትናን ድኳናትናን ኩሉ ሰብ ብመንነቱ ክምስገን ይግባእ።

ውሕስነት

ኣብቲ ህዝባዊ ቦታ ክፉት፡ ውሑስን ብርሃን ዘለዎን ቦታ ብምቕራብ፡ ድኳናትና ንጐደናታት ውሑስ ይገብሮ።

ክፍቲ 

ንንባብ ነስፋሕፍሕ፣ መትከል ናጻ ምዝራብ ነኽብርን ጽቡቕ ኣሰራርሓ ጋዜጠኝነት ኣብ ምሕላው ኣበርክቶ ንገብርን። በዚ መንገዲ ድማ ዲሞክራስያዊ ምዕባለ ሕብረተሰብና ንደፍእ። 

ከባቢያዊ ጀግና

ድኳናትና ስምዒት ናይቲ ከባቢ ማሕበረሰብን ኣብ መዓልታዊ ህይወት ናይ ሓጎስ ህሞትን ከቕርባ እየን፣ ኣብዚ ብዙሓት ሰባት ብጽምዋ ዝሳቐዩሉ እናወሰኸ ዝኸይድ ዘሎ ዓለምለኻዊን ውልቃውን ዓለም።